Deutsch Tigrigna / Wgahta Ziwabo / ቛንቛ ጀርመን ባዕልኻ ተመሃር ብ ወጋሕታ ዝዋቦ



እንቓዕ ደሓን መጻኹም።
ኣብ ካንቶን ሰንትጋለን እንቅመጥ ኤሪትራዊያን ብ መንገዲ እዚ ወብሲት፡ ሓበረታ ንለዋወጥ።  

ካብ ሰናይ ቲምኒት ናይ ገለ ቡጉሳት ዪኹን እንበር ንኩሎም አሪትራዊያን ብ ማዕረ የገልግል። እዚ ወብሳይት 

ን ኤርትራውያን ን ሚግልጋል ዘድሊ ሃበረታ ይህብ።

 

አዚ ወብሳይት እዚ ን ኹሉ ኤርትራዊ፡ ኣብ ከተማ ን ከባብን ሰንትጋለን ዝቅመጥ ን ምግልጋል ተባሂሉ ብ ምምህዳር ከተማ ሰንትጋለን ን ጉዱሳት ኤርትራዊያንን ዝተዳለወ ዩ። ኣገደስቲ ጉዳያት ዊን ኣብዚ ወብሳይት ይዝረበሉን ይምየጠሉን። አርትራውያን ብ ከመይ መንገዲ ሊክዕ ከም ካልኦት ዘጋትታት ክነብሩን ክሰርሑን ክመሃሩን ይኽእሉ ከኣ ምኽሪ ይህብን መንገዲ ይፍትሽን።